ፍልስፍና ህይወት

ኣብ ኔዘርላንድ ናይ ሃይማኖት ነጻነት ኣሎ፡ ነፍስወከፍ ሰብ ንናቱ/ንናታ ናይ ህይወት እምነት ደው ክ(ት)ብልን፣ ኣኼባታት ክ(ት)ውድብን ይኽእል/ትኽእል እዩ/ያ።

ኔዘርላንድ ሰለስተ ቀንዲ ልሙዳት እምነታት ኣለዋኣ፡ ፕሮቴስታንት፣ ሮማዊት-ካቶሊክን እስላምን።

እዚኦም ኣብ ሪደርከርክ እውን ይእከቡ እዮም። ብተወሳኺ ሪደርከርክ ካልኦት ናይ እምነት ኮማትን ምንቅስቓስ ፍልስፍና ህይወትን ኣለዋኣ።

 

እስላም

ኣብ ሪደርከርክ ዝተፈላለዩ ናይ እስላም ኮማት ኣለዉ።

ንሳቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ይእከቡ።

ዝርዝር ናይ ተኸተልቲ እስላም ኮማት ኣውርድ ማለት ዳውንሎድ ግበር።

 

ክርስትና

ኣብ ርእሲ እቶም ልሙዳት ኣኼባታት፣ ንወነንቲ-መንበሪ ፍቓድ፣ ነበርቲ ማእከል መዕቆቢ ስደተኛታት፣ ሓተትቲ ዑቕባ፣ ስደተኛታትን ድልየት ንዘለዎም ሰባትን ዝዓለሙ ኣህጉራዊ ኣኼባታት እውን ይውደቡ እዮም።

ኣብዚኦም ኣኼባታት ናብ ዓረብ፣ እንግሊዝ፣ ፋርሲን ትግርኛን ክትርጒሙ ዝኽእሉ ኣተርጎምቲ ኣለዉ።

ዝርዝር ናይ ክርስትና ኣብያተክርስትያናትን ፍልስፍና ህይወትን ኣውርድ ማለት ዳውንሎድ ግበር።

ዝርዝር ናይ ካልኦት እምነት ኮማትን ፍልስፍና ህይወትን ኣውርድ ማለት ዳውንሎድ ግበር።

tt8