መንግስቲ

መንግስቲ

ኣብ ኔዘርላንድ ሰለስተ ኣካላት መንግስቲ ኣለዉና፡

 

ምምሕዳር ከተማ ሪደርከርክ

ምምሕዳር ከተማ ሪደርከርክ ንነበርቱ ብዝተፈላለዩ ኣገባባት ሓበሬታ ይህብ።

  • መርበርብ-ሓበሬታ: ridderkerk.nl
  • ኮምቢናሲ (Combinatie)/ደ ብላውካይ (de Blauwkai): ሰሙናዊ ናብ ገዛኹም ከም ዝበጽሓኩም ይግበር።ኣብ ኢንተርነት ምንባብ እውን ይከኣል እዩ: decombinatieridderkerk.nl
  • ጉጅለታት ከባቢ: ridderkerk.nl
  • ባህሊ: ኣብ ሪደርከርክ ኣየኖት ክትገብሮም እትኽእል ንጥፈታት ኣለዉ? cultuurinridderkerk.nl

እንተድኣ ንስኹም ባዕልኹም ገለ ነገር ክትውድቡ ደሊኹምን፣ ነዚ ንምግባር ሓገዝ ዘድልየኩም ኮይኑን፣ ንኣብነት ወይ ንዕኡ ዝኸውን ፍቓድ ንኽወሃበኩም ከተመልክቱ ዘድሊ እንተድኣኮይኑ፣ ናብዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ኢ-መይል ለኣኹ: info@facetridderkerk.nl

tt6